ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ማለት እዉን ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ቴክኖሎጂን ፡ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ድራፍቲንግ ፡ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ ዉን ካብ 22 ጥቅምቲ ክሳብ 7 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን ንተጫረቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 23, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 7770028 ወይንድማ ፋክስ 034 7770550