ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ኣባድላ kun-25፡3L-166ን ሚስትቡሽ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ንምዕዳግ ስለ ዝተደለየ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 ተወዳደርቲ እዚ ሰነድ ካብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስ ብምዉሳድ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስን ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/12/2011ዓ/ም ክሳብ 27/12/2011 ተመሊኡ ምስተመለሰ ዕለት 27/12/2011 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድማ ይክፈት

4 እዚ ፕሮፎርማ ክንዲ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ሕልዉ እዩ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ

ጨረታ መደብ

s