ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ኮመንት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ወይ ናይ ማሕበር ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል
2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/12/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ
3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/12/2011 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ
5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል