ትካል ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ኣብ ሒሳብ መዝገቡ ዘለዉ ተከፋልን ተኣካብን እናንተከባለሉ ዝመፁ ናይ ሺሳብ ስራሕቲን ብናይ ደገ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ናይ ኦዲት ሙያ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ዘወፅኦ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ እትሰርሕሉ ዋጋ ብንፁር ብምጥቃስ ክሳብ 30 /12/ 2011 ዓም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ገይርኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ማህተምን ክህልዎ አለዎ

2 እቲ ዝቀረበ ዋጋ ምስ ቫቱ በዘይ ቫቱን ምካኑ ክንፀር አለዎ 

3 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ሕጋዊ ተቆፃሪ ናይ ሕጊ ተጠያቂነቱ አለዎ

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s