ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ሎት 1 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ሎት 2 ዘይትን ቅብኣትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 5, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2011 4:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100.00 ብሸም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣብ ኢትዮጰያ ንግዲ ባንክ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 ኣታዊ ገይርኩም ቅብሊት ሒዝኩም ብምቅራብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ደኩሜንት ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምዉሳድ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር።

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ : ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉን : ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የድሊ።

3 መኸበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ ይርከብ።

4 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

5 ቢሮና ናይ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

6 ሳንዱቅ ጨረታ 05/13/2011 ዓ/ም ንጉሆ 3:30 ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ኣዳራሽ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንብረትን ይክፈት።

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-403663 ወይ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s