ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ትግ 4-01703 ሞዴል HZJ 79l Kun25L Hiloxs 4.01746 KUN25Lትግ ሞዴል Hiloxs ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ
2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
2 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 20/12/2011ዓ/ም ክሳብ 22/12/2011ዓ/ም
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::