ንቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕልን ንእሽተይ ማስታወሻ ንምግዛእ ስለዝደሊ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 18, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ
2 ቲ ናምበር ዘቅርብ
3 ዝተሐደሰ መቅረባነት ሰርተፊኬት ዘቅርብ
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ |
ማስታወሻ | ንእሽተይ ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 600 |
4 ካብ 15-17/2012 ሰዓት 9:00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 17/2012 ሰዓት 9:30 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ መዓልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ
6 ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፖታ ምስተከፈተ ንተ መዓልቲ ጥራሕ ይከዉን
7 እዚ ፕሮፎርማ ዕደጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
8 በዚ ዉዕሊ ክፍፀም ዘይከኣለ ተወዳደሪ ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንክይወዳደር ከምዝእገድ ፊሊጡ ክወዳደር ይግባእ
ስልኪ ቁፅሪ 0344404715