ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይስፔር / ብሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ድ/ት/ፍራቻ R.H | 81150-60411 | 01 | |
2 | ድ/ት/ፍራቻ L.H | 81560-60331 | 01 |
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ኮፒ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል
2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/12/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ
3. ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፣00 ዝክፈት ይኸዉን
4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ
5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል