ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/ልምዓት ፣ ህንፃ ሹም ከ/መቀለ ግልጋሎት ዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ግዝኢት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያ | 205R16C697 | ቁፅሪ | 05 |
2 | ኣሲድ ምምላእ | ሊትሮ | 141 |
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 14/12/2011 ክሳብ ዕለት 16/12/2011 ዓም ሰዓት 11:00
3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 17/12/2011 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00
4 ኣድራሻና ጥቃ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን አግዛኢ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 034
5 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342408757