ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ናዉቲ ፕሮፎርማ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከፋልነት መረዳእታ ዘቕርብ

4 ሕጋዊ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘቕርብ

5 እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ቅድሚ ምእሳሩ መኸበሪ ዉዕሊ ካብቲ ዘቕርቦ ጠቅላላ ዋጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ 10 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 13/12/2011 ክሳብ ዕለት 15/12/2011 ሰዓት 03፡30 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን

7 ፕሮፎርማ ዕለት 15/12/2011ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 04፡00 ይክፈት

8 ቤት ት/ትና ነዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s