ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ንብረት ግልጋሎት ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
30519 | 1 | Pipe –cutter for | ½ -2 | Pcs | 01 |
2 | Hack saw blade frame | Pcs | 05 | ||
3 | Hack saw blade | Pcs | 20 | ||
4 | Wire brush | Pcs | 50 |
1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ቫትን ከትሓሕዝ ዝክእል
2 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 13/12/2011ዓ/ም- 15/12/2011 ዓ/ም
3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/12/2011 ሰዓት 2፡30 ይኸዉን
ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 46 74 ምድዋል ይካኣል