በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ባትሪ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 13/12/2011 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/12/2011 ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር
2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልና እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ክተረጋግፁ ንሕብር
3 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርትፊኬትን ቲን መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቕርቡ ንሕብር
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ባትሪ ናይ መኪና | 70am star | Pic | 01 |
2 | 70am bolden | Pic | ||
70am GS | Pic | |||
70am max power | Pic |
- - ካልእ ዓይነት ባትሪ ናይ መኪና 70am እንተሃልዉን ምጥቃስ ይካኣል እዩ