ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፅሬት ኣቁሑት ግለጋሎት ዝዉዕል ግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ሀ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፈ/ኣ/ቅጨ/መ/ቁፅሪ 001 ፅሕፈት መሳርሒ ለ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፈ/ኣ/ቅጨ/መ/ቁፅሪ 002 ፅሬት ኣቁሑት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብ ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካዉንት ናምበር ዘቅርቡን
2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦጅናል ዶክመንትን 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ ዘቕርቡ
3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ በር 50.00 ሓምሳ ቅርሺ
4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 01/13/2011 ሰዐት 8፡30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉን ድማ በቲ ዕለት 01/13/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 የክፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከኣል ምካኑ
5 ቤት ፅሕፈት ነቲጨረታ ብክፋል ይኵን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካኑኩም ንሕብር
7 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባቢ ጀቡሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 40 51 23 / 09 37 02 35 98 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል