ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ባትሪ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዘሎ ወግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2011 4:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ከተቕርቡ ንሕብር
2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 09/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ከተቕርቡ ንሕብር
ተወሳኪ ሓበሬታ - ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ/ቁ 03 44 40 18 75
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ባትሪ ናይ መኪና | 70 am star ጃፓን | PIC | 01 |
2 | ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ | NUuxioya ማእከላይ | PIC | 01 |