ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእኸላይ ሻንጣን ምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም ከማኡ ዝግበኦም ቅድመ ኩነታት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቕርብ
3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፊኬት ዘቕርብ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ማአኸላይ ሻንጣ | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 70 |
1 ፕሮፎርማ ካብ 09-13/12/2011 ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 14/12/2011 ሰዓት 3፡00 ይክፈት
2 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 4 መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ