ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ፎቶ ኮፒታት ሕፅረት ስለዘሎ ካብ ደገ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎ ንምርካብ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ፎቶ ኮፒ ምግባር | ብገፅ | 01 | |
2 | ምጥራዝ ባይንዲንግ ምግባር | 10-25 ገፅ | ብጥራዝ | 01 |
10-50ገፅ | 01 | |||
ካብ 50 ገፅ ንላዕሊ | 01 |
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናየ ዘመኑ ዘሐደሰን
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር
3 ሕጋዊ ፋኩትር ዘቅርብ
4 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋቢ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ
5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 08/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዕለት 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዎ ይክፈት
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 28 መፂካ ምዉሳድ ይካኣል