ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ናይ ዝተፈላለዩ ካብዚይ ንታሕቲ ዝተገለፁ ፅገናታት ብፕሮፎርማ ካብ ሕጋዊያን ትካላት ክወዳዲር ስለዝደለና ንክትወዳደር ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ቁልፊ በርን መስኮትን ምፅጋን | ቁልፊ | ብቁፅሪ | |
2 | ናይ በርን መስኮትን ምፅጋን | በሪን መስኮትን | ብቁፅሪ | |
3 | ወንበርን ጠረዼዛን ምፅጋንን ሓዲሽ ምግጥጣምን | ዝተሰበረ ወይ ሓድሽ ዝገጣጠም | ብቁፅሪ | |
4 | ሸልፊ ምፅጋንን ምግጥጣምን | ዝተሰበረ ወይ ሓድሽ ዝገጣጠም | ብቁፅሪ | |
5 | ተሳሓቢ ቁልፊ ምፅጋን | ቁልፊ | ብቁፅሪ |
1 ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 9/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰዓት
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ዘቕርብ
4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 9/12/2011 ሰዓት 9፡30 ሰዓት
ተወሳኪ ሓበሬታ - 09 42 40 51 23