ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣገልግሎት ዝህብ ትካልን ናይ ሓለዋ ግልጋሎት ዝህብ ትካልን ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕጋዊ  ንግዲ ፍቃድ ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ዘሐደሱ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር

3 ብዉዕሎ መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 06/12/2011 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/12/2011 ልክዕ ሰዓት 11፡30

6 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 9/12/2011 ልክዕ ሰዓት 2፡30 ይከዉን

7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 – 440-24-20 ይደዉሉ

ጨረታ መደብ

s