ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ስለ ዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ናይ ፋርጎ ቀለም /ሪቨን/ | 046200 | ቁፅሪ | 06 |
2 | ናይ ፋርጎ ቀለም ላምነሽን ዘለዎ /ኦርቢት globe | 082603 | ቁፅሪ | 12 |
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ወይ ናይ ማሕበር ፍቓድ ፣ ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ፣ ኮፒ ሰነድ ከቕርብ ዝክእል
2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 3/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 7/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ
3 ፕሮፎርማ ዕለት 8/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዝክፈት ይከዉን
4 3 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ የከዉን
5 ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተክርስትያን እዩ
6 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 87 57 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል