ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንእሽተይ ማስታወሻ ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቅርበ
3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ
4 ካብ 03-07/12/2011 ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 8/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጠ 4 መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ
6 ኣድራሻ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክአሉ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ማስታወሻ | ንእሽተይ | ፓድ | 6000 |