ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ኣይል ፊልተር | 90915-TB001 | ቁፅሪ | 04 |
2 | ፋዉል ፊልተር | 23390-OL041 | ቁፅሪ | 04 |
3 | ብሬክ ፓድ | 04465-OK330 | ቁፅሪ | 03 |
4 | ብሬክ ሹ | 04495-oK120 | ቁፅሪ | 03 |
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/12/2011 ክሳብ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕቡ ኣለዎም
4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/12/2011በዓ/ም ሰዓት 3፡00
6 ኣድራሻ ጥቃ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን ሓድሽ ህንፃ ኦፕሬሽን ኣግኣዚ 1ይ ደብሪ ቑ 034
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 87 57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል