ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዓባይ ሰርቢስ መኪናን ንናይ ፎርድ መኪና ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዘትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ /ክዋዳደር/ ዝደሊ ተወዳዳሪ መቅረባይ
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ ናይ 2010 ንግዲ ፍቓድ ዝተሓደሰን ከቕርብ ዝክእል
3 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃብ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 03/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/12/2011 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/12/2011 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
6 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፂፍካ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 87 55