ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና እስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪን

2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳሪ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም

     3 ተወዳደርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ዋጋ መሊኢኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 2/12/2011          

        ዓ.ም ክሳብ 06/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ  ከተቕርቡ ትኽእሉ

     4 ፕሮፎርማ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ስለ ዝክፈት መፂኢኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 17 ቀቤሌ ዕዳጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርስትያን

ስ.ቁ 03 42 41 50 92

ጨረታ መደብ

s