ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጨረታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2011 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ግዜ | መለኪዒ | በዝሒ |
1 | ኦዲዮ ቪዝዋል ቴክኒሻል ቪድዮ ካሜራ ፎቶ ግራፍ ኢዲቲንግ | 4 ወርሒ | ብቁፅሪ | 01 |
2 | ንበዓል ሞያ መኮነን ርክብ ህዝቢ ስፔሻል ስልጠና ቪድዮ ካሜራ ፎቶግራፍ ኢዲቲንግ | 1 ወርሒ | ብቁፅሪ | 01 |
3 | ንመራሒ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ርክብ ህዝብን ቪድዮ ካሜራ ፎቶግራፍ ኦዲቲንግ | 1 ወርሒ | ብቁፅሪ | 01 |
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፣ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን
2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ክሳብ ዕለት 02/12/2011 ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት
3 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ካሊእ ኣድላይ መረዳአታ ዘቕርብ
4 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ