ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ካላማደርያ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 3, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘቕርብ
5 ምስ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻኑኩም እንዳገለፅና መወዳደሪ ሽምን ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 30/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክትቐርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 02/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቑፅሪ 08 ይኽፈት
7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 40 55 70