ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ተወዳዲሮም ዝደልዩዎ ንብረት ከቅርቡ ዝከአለ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/11/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮሌጅ ና ብምዉሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኩምም ክሳብ ዕለት 02/12/2011ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኣታዊ ክትገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሓምለ 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | ፓድ ኪት | 04465-60250 | ሴት | 01 |
2 | ሽኪት | 04495-60080 | ሴት | 01 |
3 | ኣየር ክሊነር | 17801-61030 | ቁፅሪ | 01 |
4 | ፓድ ኪት ቅድሚት | 04465-yzze1 | ሴት | 01 |
5 | ፍሬን ሻራ ድሕሪት | 4495-ok120 | ሴት | 01 |
6 | ናፍጣ ፊልትሮ | 23390-oLo70 | ቁፅሪ | 01 |
7 | ዘይቲ ፊልትሮ | 90915-yzzdz | ቁፅሪ | 01 |
8 | ኤር ክሊነር | 17801-oLo40 | ቁፅሪ | 01 |
9 | ፓስትሽ ኦርጃናል | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 05 |
1 ሕጋዊ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ዘቕርቦ ንብረት ዝተተሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ
2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ
2 እዚ ፕሮፈርማ ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
3 ዝተሓደሰ ናይ 2011 መቅረባይነት
ሰዓሪ ምካኖም ምስተገለፆሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ሽዑ ንሹዑ ክረክቡ ዝክእሉ
3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 29/ 11/2011 ዓም ክሳብ 02/ 12/2011 ዓም ሰዓት 3፡00 ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 2/ 12/2011 ዓም 3:30 ቅሰዓት ኣብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም
ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 034443 05 65