ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ ቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክሊረወሽን ፕሮግራም መተሓባበርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ኪራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ክማላእ ዝግቦኦ ቅድመ ኩነታት ከም ዝስዕብ ይኸዉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 27, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
ተ.ቁ | ዓይነት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | ትዋፈረሉ ቦታ ወረዳታት | በዝሒ |
01 | ናይ መኪና ኪራይ |
| ብድምር 31 መዓልቲ | 01 |
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 26-30 /11 /2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 01/ 11/2011 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት
ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15