ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ዳ/ዳ ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ታ.ቁ4-01065 ት.ግ ሞዴል LAN25Lን ታ.ቁ 4- 01729 ት.ግ ሞዴል KUN25L ካብ መደበመኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 26, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
- 1. ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቀድ ዘለኩም
- 2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
- 3. ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም
- 4. 2% Withholding tax ክኽፍል ዝኽእል
- 5. ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል
- 6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ 5+ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኩም ናይ መመቅረባይነት ምስክር ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ፣ ናይ ትካለኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ 25/11/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክትቀርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
- 7. እቲ ፕርፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
- 8. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291/ 0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይኸኣል
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት (materiel) | ዓይነት መኪና | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | |
1. | Equalizer sub assy | LAN 25L | 46304-pk021 | Pis | 01 |
ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ታ.ቁ 4-01065ት.ግ ሞዴል LAN25L
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት (materiel) | ዓይነት መኪና | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | |
01 | Link assy powerstering | KUN 25L | 44200-ok040 | Set | 01 | |
02 | Abthoreber front | KUN 25L | 48510-09J10 | Ris | 02 | |
03 | Horn low pitecod | KUN 25L | 86510-OK010 | Ris | 01 | |
04 | Horn lire pitecod | KUN 25L | 86520-OK010 | Ris | 01 |