ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንደ/ከ/ስ/ርክብ ህዝቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ቡክ ሌት ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማለኡ ነጋዶ በዞም ኣብ ታሕቲ ተቀሚጦም ዘለዉ ዝርዝር ሰደቃታት ትሕዝቶ መሰረት ብምግባር ክትሳተፉ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 26, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- 1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቀድ ዘለኩም
- 2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
- 3. ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም
- 4. 2% Withholding tax ክኽፍል ዝኽእል
- 5. ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል
- 6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ 15+ መዓልቲ ባዕሉኩም ትርንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኩም ናይ መመቅረባይነት ምስክር ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካለኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ 25/11/ 2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ክትቀርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
- 7. እቲ ፕርፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ነቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
- 8. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291 ደዊልኩም ምሕታት ይኸኣል
- 9. websites www.tbpf.gov.et
ተ.ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
ብር | ሳን | ||||||
1. | ቡክ ሌት ሕትመት |
| |||||