ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከልምዓት ከመቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ግዝኢት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2011 12:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 23, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ሐደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | Model | ቤት ፅሕፈት |
1 | መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪያ | 205R16C 697 | ቁፅሪ | 05 | KUN25 Toyota | ከ/ልማዓት | ||
2 | ባትሪ 70 | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 01 | KUN25 Toyota | ከ/ልማዓት |
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 22/11/2011 ክሳብ ዕለት 24/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00
3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/11/2011 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 300
4 ኣድራሻና ጥቃ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን አግዛኢ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 034
5 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342408757