ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ እቲ ትካል ብደረጃ BC 8 /GC 8 ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ከማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት
ናይ ስራሕ ተኮነተርቲ ዝተዉሃበ ፍቃድ ንግዲ; ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ; ቲን ነምበር; ቫት ተመዝገብቲ መቅረባይነት ስርትፍኬት
ሰነድ ጨረታ ዋጋ 200 ብር ብምክፋል ካብ ዕልት 19 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 03/ 12 /2011 ዓም ምዉሳድ ይከኣል
ጨረታ 03/ 12/ 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት
መከበሪ ጨረታ 20000
ኣድራሻ
ዒላላ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን መቀለ
ስቁ 03442 410547/ 0914733207