ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መድረክ: ላይት መብራህቲ: ሳዉንድ ሲስተም: ርችት: ድንካናት :ኣናእሽተይ ስቴጃት: ወናብር :ምናፃፍ :ፋዉንቴን :ተፈጥራዊ ዕንባባታት :ካልኦትን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን
በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 19/ 11/ 2011 ዓም ጀሚሩ ን 15ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
ናይ ጨረታ መክበሪ 3000 ብር ብሲፒኦ ወይ ብሰርሪፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
እቲ ጨረታ ዕለት 19/ 11 /2011 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09 /12 /11 ሰዓት 11:00 ይዕፀዉ
ጨረታ ዕለት 10 /12/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77