ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓባይ ባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክተወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 20, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለዮ | በዝሒ |
1 | ዓባይ ባስ | ን 46 ሰባት ካብ ኣግበ ምምፃእ ጥራሕ | 1 |
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ
ፐሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/ 11 /20111 ዓም ከሳብ 23/ 11 /2011 ዓም ሰዓት 11:00
ተወዳደርቲ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርብ አለዎ
ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቀድ ዝሓደሰን ናይ መቅረባይነት አለዎ
ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 3:00
0342408757