ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ ብዓል ኣሸንዳ ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ባነራት ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 18/11/2011 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል
3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 22/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 23/ 11/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን
ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177