ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዮ ናይ ፕሪንተር ናዉቲ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2011 11:25 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2011 11:26 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተቁ | ዝርዝር ግልጋሎት | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | Hp lazerjet pro 400m4 printer | ብቁፅሪ | 1 |
2 | Hp laserjet pro 2015 Printer | ብቁፅሪ | 1 |
3 | Printer canon image 2204N | ብቁፅሪ | 1 |
4 | Desktop computer | ብቁፅሪ | 8 |
ክማልኡ ዝግብኦም
ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ
ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
ኣብ ፋኢልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ ቲን
ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/11/2011 ዓም ክሳብ 22/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 11:25 ክተቅርቡ ትክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 404161