ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔርፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 17 /11 /2011 ዓም ክሳብ 19/ 11 /2011 ዓም  ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

ፕሮፎርማ ዕለት 19 /11 /2011 ዓም ሰዓ 9:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይክፈት

ተወዳደርቲ ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344408887

ጨረታ መደብ

s