ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀቱ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤለክትሪክ ፅገናን ናይ ሽንት ቤት ፅገናታትን አቅርቦት ማይን አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ተቁ

ዓይነት

መለክዒ

በዝሒ

1

ዝተበላሸወ ሽንትቤ ምዕራይ

ቁፅሪ

01

2

ማይ ኣብ መዓልቲ ክም ኣድላይነቱ ተምቅራብ

ቁፅሪ

01

3

ጉድጋድ እንትመልእ ምምጣጥ

ቁፅሪ

01

4

ናይ ሽንት ቤት ኮፍ መበሊ ምዕራይ

ቁፅሪ

01

5

ናይ ኤለክትሪክ ፅገና ስራሕቲ

ቁፅሪ

01

ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/ 11/ 2011 ዓም

ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11:30

ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22 /11 /2011 ሰዓት 2:30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344402420

ጨረታ መደብ

s