ቢሮ ሰራሕተኛ ማበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ነዞም ሰዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ቆወምቲ መሳርሒ ኣቅሑት ስራሕቲ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንናይ ዓመት 2012 ዓም በጀት ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክፀግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 16/11/2011 ዓም እስካብ 18/11/2011 ዓም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 12/11/2012 ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይከፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400158 / 0344417637

ጨረታ መደብ

s