ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዳዳ/ ምም/ር ፋይናንስን መንግስቲ ታ.ቁ 4-01541 ት.ግ ሞዴል HZJ 78L ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/1/2011ዓ/ም ክሳብ 18/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይፀንሕ
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል