ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ዝከዉን ናይ INDOOR & DOOR GAME መሳርሒ ክገዘእ ሰለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 17, 2011 11:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ | በዝሒ ጠለብ | መዓቀኒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
ጆተኒ | 1ይ ደረጃ | 1 | ቁፅሪ | |||
ዳርት ምስ ፒና | 1ይ ደረጃ | 10 | ||||
ካራንቡላ | 1ይ ደረጃ | 1 | ||||
ፑል | 1ይ ደረጃ | 1 |
1 ፕሮፎረማ ዝቀርበሉ ቦታ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/ 11/ 2011 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16/ 11 /2011 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ፕሮፎረማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00
2 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብናይ ቢሮ ስልኪ 0910141095 /0937023598