ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ከበድቲ ሃይቤድ ንእሹተይ ቪትዝ ተሽከርከርቲ ብግልፂ ንምሻጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 15, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተጫረቲ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳዲ መዓደሊ ርከብ ቤት ፅሕፈትና ካብ ሓምለ 5/2011 ክሳብ 15/11 /2011 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ብኣካል ቀሪቦም ንምርኣይ ናይ ጨረታ ዋጋ ምቅራብ ይክእሉ
2 ናይ ጨረታ መቅረቢ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳዲ መዐደሊ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምቅራብ ዘይመለስ 100 ከፊሎም ምዉሳድ ይክአሉ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ስቁ 0914302012 0948470555 0914300134