ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ንደ/ከ/ሰ/ርክብ ናይ በዓል ዲኣስፖራ ተጋሩ ልምዓት ኤግዝብሽን ዝተፈላለዩ ባነራት ሕትመት ብፕሮፎረማ ከህትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ግብሪ ከፋለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
3 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/11/2011 ዓም ክሳብ 10/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ክተቅርቡ ትክእሉ
4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/11/2011 ዓምሰዓት 10:00 ኣብ በሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ 0344415291