ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር እቲ ትካል ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ስቴሽነሪ ኣቁሑት ፅሬትን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር እቲ ትካል ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ፣ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ ኣቁሑት ስቴሽነሪ ፣ ኣቁሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ተጨረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
- በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
- በቲ ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ልዕሊ 100,000 ዝኮነ ጨረታ ናይ ቫት ምሰክር ወረቀት ፣ መለለዩ ከፋላይ ግብርን ፣ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታን
- መክበሪ ሰነድ ንኣቁሑት ፅሬት 1,000 ቅርሺ፣ ንመሳርሒ ህንፃ 4,000 ፣ንኣቁሑት ኤለክትሪክ ንኤለክትሮኒክስን እስቴሽነሪን ንነፍስወከፎም 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ተጫረቲ ክተትሕዙ ኣለኩም
- ንኣቁሑት ፅሬት ቫት ዘይተመዝገበን ዝተመዝገበን ክሳተፍ ይክእል እዩ
- ንሕድ ሕድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለተ ጀሚሩ ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 4 ፡00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ንኡስ ከይዲ ዕደጋ ምዉሳድ ትክእሉ
- ሳንዱቅ ጨረታ 30 ጥቅምቲ 2008 ዓም ልክዕ ሳዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለተ ልክዕ ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይከፈት
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740028 ወይንድማ 03477400660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል