ናይ ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማ ኣ 2011 ዓ/ም ዝተፈፀመ ስራሕቲ ሒሳብ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ኦዲት ንምግባር ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

                2 ቲን ቁፅሪ ሰርቲፊኬት ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ካብ ተመሳሳሊ ትካል ሕ/ስ/ማ/ ካብ ሓደ ዓመት ንበጀት ንላዕሊ ኦዲት ዘገበረ/ት ዝስርሓሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ብቅዓቱ ዝገልፅ መረዳእታ ናይ ኦዲት ፈቃድ ደረጃ ትምህርትን ስራሕ ልምድን ዝገልፅ ስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

5 ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 24/10/2011ዓ/ም ክሳብ 29/10/2011ዓ/ም

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 29/10/2011ዓ/ም ሰዓ 4፡00 ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 6፡00 ይከውን፡፡

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 ዶኩመንት ፊዚካልን ፋይናንሻልን ኣብ ሓደ ፖስታ ከቅርብ ኣለዎ፡፡

ጨረታ መደብ

s