ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ስራሕቲ ዝውዕል ዝ/ዩ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 27, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 27, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
- - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-405123 ምድዋል ይከኣል፡