ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ ዘለዎ ዘገልገሉ ንብረታት ቱቦታት ብረት ናይ ማይን፣ መገጣጠሚታትን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ቱቦታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 27, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 20, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ክሳብ 26/10/2011ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 01 ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓትን ዕለትን ብምውሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም፡፡
2 እዚ ጨረታ 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡
3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-730577 ምድዋል ይከኣል፡፡
a