ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                           2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡                                  ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417637/0342-410158 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s