ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽተይ መሳርሒታትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/10/2011ዓ/ም ክሳብ 18/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                          2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                                ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s