ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ኣብ ከባቢ ላጪ ዝሰርሖ ሳይት ኣብቲ ቦታ ዝርከብ ሓመድ ከልዕል ስለዝድለየ በዚ ቀሪቡ ዘሎ ዋጋ መቐረቢ መሰረት፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ካብ ላጪ ሳይት ሓመድ ኩዒቱ ፣ ኣወፂኡ ብመኪንኡ ፅዒኑ ወሲዱ ዝጉሕፍ፤

2 ሕጋዊ ተጫራቲ ዋግኦም ብትኣሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 17 ሰነ 2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክትቀርቡ ኣለዎም፡፡

3 ቦታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ቁፅሪ 211 መ/ይከውን ብድሕሪኡ እዚ ዕለት ዝቀርብ ተቐባልነት የብሉን፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0930-465676/014-704984 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ