ን3ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመሐብሐቢ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መሰልጠኒ ዝውዕል ናይ ቅድን ስፌት ክዳን ማሽን ተዛመድቲ መሰልጠኒ ናውቲን ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክትዕድግ ስለዝደለየት፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሕታት

 1 ናይ 2010ዓም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ፤

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ፤

                       3 ናይ ዝኣተዎ ዋጋ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ 13/10/2011 ዓ/ም ክሳብ 18/10/2011ዓ/ም ይኸውን። ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ርን ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም፡፡

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ር ክክፈት እዩ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s